ኣብ ኔዘርላንድ ዘሎ ገዛኹም
ምውህሃድካ ብርእሰ ተኣማንነት ምጅማር |
ሕጂ ተመዝገቡ |
ኣብ ሓደ ወይ ካብኡ ንላዕሊ ካብ ክፋላት ናይ ምውህሃድ ፈተና ምስ ዘይትሕልፉ፡ መለማመዲ ፈተና ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ እዋን ምልምማድ ፈተና መምህርኩም ነተን ክፋላት ኣብ ምልምማድ ክሕግዘኩም’ዩ። ንኣብነት ፡ ናይ ምጽሓፍ ጸገም ምስ ዝህልወኩም፡ መምህርኩም ምሳኹም ዝተፈላለዩ ናይ እተባህለ፡ ባዶ ቦታ ምላእን ሰዋስዉን መላመዲታት ክሰርሕ’ዩ።
ኣብ ካፓበል ዘሎ ናይ ፈተና መለማመዲ በቶም ኣብ ገዛ ኮይኖም ንምውህሃድ ዝተማህሩን ሕጂ ግን ንፈተና ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ ዘድልዮም ሰባት’ውን ክውሰድ ይከኣል’ዩ። ኩሎም ክፋላት እቲ ፈተና ክትንከፉ’ዮም።
ንመለማመዲ ፈተና ክትወስዱ ናብ ካፓበልታል ን8 ሳምንታት፡ ኣብ ሰሙን 2 ፍርቂ መዓልቲ ክትመላለሱ ኢኹም። ምሳና ብሓባር ብምስራሕ ድማ ነቲ ተሪፉኩም ዘሎ ክፋላት እቲ ፈተና ክትሰግርዎ ኢኹም።
ሕጂ ተመዝገቡ ወይ ንነጻ ሓበሬታዊ ዝርርብ ኣመልክቱ።
2 dagdelen per week les | 4 dagdelen per week les () | |
---|---|---|
14 ሳምንታት |
ካብ € 262,- ኣብ ወርሒ
Pay at once €714,- |
ካብ € 524,- ኣብ ወርሒ
Pay at once €1,428,- |