Do you need any help?
Contact us at:

 

 

The Infocenter is opened on weekdays from 8:30 to 17:00.

ናይ ምውህሃድ ትምህርትኹም ወይ ናይ ሃገራዊ ፈተናኹም ምስ ካፓበልታል ስርዓዮ።

ናይ ምውህሃድ ዲፕሎማኹም ወይ ሃገራዊ ፈተናኹም ክትሕዙ ትደልዩ ትኾኑ፡ ምኽንያቱ እዚ ኣብ ኔዘርላንድ ተወሳኺ ናይ ስራሕን ትምህርትን ዕድላት ክፈጥረልኩም ስለዝኽእል። ምስ’ዚ ናይ ካፓበልታል ናይ ምውህሃድ ስልጠና፡ ንናይ ምውህሃድ ፈተናኹም ክትዳለዉ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ናይ ዳች ናይ ሰራሕተኛታት ዕዳጋ ክንሕግዘኩም’ውን ንኽእል ኢና።

 

ኣብ ከባቢኹም ዘለው ናይ ምውህሃድ መስርሓት!

  • ኦልተን “Aalten”
  • ኣልመረ “Almere”
  • ኣሚስተርዳም “Amsterdam”
  • ኣርነሂም “Arnhem”
  • ሄግ “The Hague”
  • ደቨንተር “Deventer”
  • ኣይዲንሆቨን “Eindhoven”
  • ሆፍ ዶዶርፕ “Hoofddorp”
  • ካትዊጅክ “Katwijk”
  • ልዪዋርደን “Leeuwarden”
  • ኒጀምጂን “Nijmegen”
  • ሮተርዳም “Rotterdam”
  • ሳሰንሃይም “Sassenheim”
  • ስኒክ “Sneek”
  • ቲልበርግ “Tilburg”
  • ኣልፈት “Ulft”
  • ኣልትረኽት “Utrecht”